ብዛዕባ’ዚ መድረኽ

adam-solomon-WHUDOzd5IYU-unsplash-1

ስነ ጥበብ ናይ ህዝቢ መስቲያትን ድምጺ ህዝብን ብዃኖም ኣገልገልቲ ህዝቢ እዮም። ስለዚ ስርሖም ክዝንግዑ የብሎምን። ናይ ኤርትራውያን ስነጥበባብዊያን ግን ዋላ ደኣ ኩሎም ኣይኹኑ’በር፡ ከምቲ ዝድለ ዘይምዃኖም ግን ኣብ ሕቶ ምልክት የታሓሳስበካ። ኤርትራዊ ስነ-ጥበብ ምስ ህዝብኻ ኹን ናይ ህዝብኻ ልሳን ኩን፡ መስመር ሓቂ፡ መሰል ወዲ ሰብ ኣርእዮ፡ ሓብሮ፡ ኣጉሉሓሉ፡ ነብሰተበላጽነትን ተገዛኢ ስርዓታትን ኣይትኹን።

ድሕሪ 2000 ዓ.ም.

ክሳብ’ዚ ሕጂ ዘለናዮ እዋን ዘቕረብክዎን ዘቕርቦ ዘለኹን ንቐጻሊ ክሳብ ዕድመን ጥዕናን ዝሃበኒ ልዑል ኣምላኽ ፈጣሪየይ ንህዝበይ ልሳን ክኾኖሉ እየ። 

ሰላም ኦ ሰናይ